|
Latest
|
|
Friday, 08 April 2011 17:15 |
|
መግለጺ ሓዘን
ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ - EYGM
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Saturday, 02 October 2010 00:01 |
|
ብ27 መስከረም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣስናን ካልኦት መርበባትን "ሕጂ’ውን መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ (ኪዳን) ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣንቢብናዮ።
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Friday, 13 August 2010 20:18 |
|
ብ EYGM-UK
ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ሲፖዝም
ብመጀመርታ ነዚ ሲመፖዝዮም ክዉን ንምግባር ግዚኦም ሰዊኦም ኣብዚ ዘብቁዑዎ ኣባላት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዲሲ፣ ህያው ኣብነት ናይቲ እዚ ማሕበር ከማዕብሎ ዝምነን ዝብህጎን ኢኹም ኢልና ስለንኣምን የውሃናና ክንገልጽ ከለና ብኣኹም ክሳብ ክንደይ ሕቡናት ምኻንና ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ.
|
|
Read more...
|
|
EYGM Executives
|
|
Saturday, 12 June 2010 11:38 |
|
It begs the question then: how sure are we that the conference will craft a national vision when EDA itself is not unified? How national can the conference be if all member organizations and others who should be integral part of the process are not included?
|
|
Read more...
|
|
Featured Article
|
|
Tuesday, 06 April 2010 18:13 |
|
ሃገር ናይ ህዝቢ ህይወት ኢያ። ሃገር ዘይብሉ ህዝቢ ህይወት የብሉን። ሃገር ናይ ህዝቢ ህይወት እያ ክብሃል እንከሎ ግና ናይ ህዝቢ ደኣ እምበር ናይ ዝኾነ ይኹን ካልእ ኣይኮነትን ማለት’ዩ። ሃገር ናይ ህዝቢ ህይወት ምእንቲ ክትከውን ዚዕንቅፋ፣ ዚጭቝና ወይስ ዜጽብበላ ነገር ክህሉ ከቶ ኣይግባእን። ኣብኣ ዚነብር ህዝቢ ህይወት ምእንቲ ክረክብ፣ ብህይወት ከኣ ምእንቲ ኺነብርስ ብምሉእ ሓርነት ኪመላለስ፣ ንቕዱስ ሃቐናኡን ንጽቡቕ ፍቓዱን ከኣ ወሰን ከይግበሮ የድሊ።
|
|
Read more...
|
|
Featured Article
|
|
Tuesday, 06 April 2010 18:02 |
|
ኣይህመልን’የ
መን ኮይነ ክህመል
ካብይ ቦቂለ
ብፈራህ ክልለ።
|
|
Read more...
|
|
|
Latest
|
|
Friday, 11 June 2010 00:29 |
|
Speech presented by Mr. Petros Haile on behalf of EGS to the “Citizens Peace Conference” at Brighton, UK – May 21 to 24, 2010.
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Wednesday, 01 September 2010 19:03 |
|
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Monday, 02 August 2010 17:48 |
|
EYGM DC chapter is ready to host one of its kind party...come and enjoy...
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Friday, 11 June 2010 00:34 |
ጸብጻብ 24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ አብ ከተማ ላስቬጋስ
ከተማ ላስቨጋስ 06 ሰነ 2010
እቲ ብሲቭካዊ ማሕበር ኤርትራውያን ላስቬጋስ ዝተዳለወ ጽምብል መበል 19 ዓመት ዕለተ ነጻነት ሃገርና ብረቡዕ 26 ግንቦት 2010 አብ ኢታልያን አሜሪካን ክላብ ብዓቢ ድምቐት ተጸምቢሉ ሓዲሩ።
|
|
Read more...
|
|
Featured Article
|
|
Tuesday, 06 April 2010 18:07 |
|
ሓደ ሕብረተስብ ክምዕብልን ክስስንን፡ለውጢ ከመዝግብን ቅጻልነቱ ዘረጋግጽን ብልዑል ተስትፎ መንእስይ ሓይሊ ጥራይ ኢዩ።ንእስነት እቲ ዝበለጸ ተፍጥሮ ዝለገስቶ ሃብታም ክሊ ዕድመ ወዲ ሰብ ኢዩ። እቲ ተድማዓሉን ትልወጠሉን ዓወታት ናይ ሂወት ተመዝግበሉ ሓደ ምዕራፍ ጉዕዞ ናይ ዕድመ ኢዩ።
|
|
Read more...
|
|
Featured Article
|
|
Tuesday, 06 April 2010 17:56 |
|
ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ፡ መንእስይ ኤርትራ ካብቲ መጋርያ ጥፋኣት ክገላገል፡ እታ ከም ፍታሕ ዝወስዳ ዘሎ፡ መባእታዊት ናይ ተቃውምኡ መግለጺት ስደት ኮይና ኣላ። ካብ ሕሉፍ ተሞክሮና ከም ዝተምሃርናዮ፡ ስደት ስደት ኢዩ። ዓዲ ጓና ዓዲ ክኾነና ፈጹም ኣይከኣለን። ስለዝኾነ ድማ ዋላ’ውን አንተሞትና ሓመድ ኣዳም ክንለብስ፡ ሬሳና ካብዝኮነ ኩርናዕ ዓለም ንዓደቦና ይልኣክ።
|
|
Read more...
|
|
|
Latest
|
|
Sunday, 07 November 2010 19:24 |
|
ስርዓት ህግደፍ ብ ቀዳም ዕለት 30 ጥቅምቲ 2010 ዓ.ም. ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ንዝቅመጡ ኤርትራዊያን ፍሹል ኣኼባ ኣካይዱ
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Friday, 20 August 2010 17:10 |
|
ምስ ሪፖርተር ድምጺ ኣመሪካ ምንያ ኣፈወርቂ ቃለ-መጠይቕ ዘካየዱ ምኽትል ኣቦ-መንበር`ቲ ማሕበር ኣማኑኤል ብርሃነ ካብ ኣትላንታ፡ ኣቦመንበር ጨንፈር ዲሲ ድማ በረኸት ሃብተማርያም ካብ ቨርጂንያ`ዮም።
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Monday, 02 August 2010 17:18 |
|
Eritrean youth global movement (EYGM) has been working tirelessly to organize, mobilize and agitate among youth to stand for justice and democracy. Eritrean youth global movement believes that young generation is the future of Eritrea. It is also an agent of change.
|
|
Read more...
|
|
Latest
|
|
Tuesday, 04 May 2010 06:20 |
|
Two members of EYGM- Bereket from DC and Tesu from Denver- conducted an interview with VOA.
|
|
Read more...
|
|
Featured Article
|
|
Tuesday, 06 April 2010 18:04 |
|
ኣብ ዝሓለፈ ቅነ ጀሚሩ ኣብ መንጎ ኣባላት ኪዳን መሪሕነትን ገለ ናይ ቆይቂ ዝመስሉ ምልክታት ክረኣዩን ክንሰምዕን ቀኒና።ኩሉ ሃገራዊ ብፍላይ እቲ ደላይ ለውጢ ነቲ ጉዳይ ብኣንክሮ ክከታተሎ ጸኒሑን ኣሎን።እንተኮነ ዝገርሞ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን።ምክንያቱ እቲ ዝወረስናዮ ፖለቲካዊ ባህሊ ሕጂ’ን ጌና ዘይበለየ፡ካብቲ ዘቀራርበና ዝፈላልየና ዚያዳ ጊዜ ክንህቦ ስለ ዝጸናሕናን ዘሎናን ኢዩ።
|
|
Read more...
|
|
Featured Article
|
|
Tuesday, 06 April 2010 17:54 |
|
ሓደ ሕብረተስብ ክምዕብልን ክስስንን፡ለውጢ ዘመዝግብን ቅጻልነቱ ዘረጋግጽን ብልዑል ተስትፎ መንእስይ ሓይሊ ጥራይ ኢዩ።ንእስነት እቲ ዝበለጸ ተፍጥሮ ዝለገስቶ ሃብታም ክሊ ዕድመ ወዲ ሰብ ኢዩ። እቲ ተድማዓሉን ትልወጠሉን ዓወታት ናይ ሂወት ተመዝግበሉ ሓደ ምዕራፍ ጉዕዞ ናይ ዕድመ ክሊ ኢዩ። ከምኡ ሰለዝኮነ ድማ ኢዩ መንእሰይ ወዑይ ሓይሊ፡ ናይ ለውጢ መንኮርኹር፡ ብቐንዱ ድማ ሞተር ሕብረተስብ ዝብሃል። እዚ መግለጺ’ዚ ካብ’ቲ ግብራዊን ታሪኻውን ቅያታትን ዓውታትን መንእስይ ዝዓመሞም ዕዮታት ዝተመስኸሩ ካብ መዋእል ናብ ካልእ መዋእል ከይሃሰሱ ዝያዳ”ኳ እንዳደመቁ ዝኸዱ መግለጺ ሓረጋት ንኡስ ወለዶ ኢዮም።
|
|
Read more...
|
|
|
|
|
|
|
Page 1 of 2 |